SKIP TO MAIN CONTENT

እንግሊዝ፡ ናይ ፈለማ ክሊኒካዊ ፈተነ ክታበት ኮሮና ቫይረስ ከምዝጀመረት ኣፍሊጣ። (ካብ ኣርስታት ዜና)

SBS Tigrinya News
Source: SBS

ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ቪክቶሪያ ትማሊ ሓደሽቲ 18 ሰባት ብኮሮና ቫይረስሰብ ብምልካፎም ንሰብ መዚ ቪክቶሪያ ኣተሓሳሲብዎም። ናይ ዉሕሃ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ነቲ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ኢድ ፖሊስ ዝሞቱ ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን ክምርምር ጀሚሩ። ሰሜን ኮርያ ንመራሒ ደቡብ ኮርያ “ጽሉል” ብምባል ኣብ መንጎ ክልቲኤን ዘሎ ወጥሪ ኣንሂራቶ። እንግሊዝ፡ ናይ ፈለማ ክሊኒካዊ ፈተነ ክታበት ኮሮና ቫይረስ ከምዝጀመረት ኣፍሊጣ። ናይ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ቀዳማይ ምክትል ኣቦ-መንበር ሌትናንት ጄኔራል መሐመድ ሐምዳን ዳጋሎ አዲስ አበባ ኣትዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ቪክቶሪያ ትማሊ ሓደሽቲ 18 ሰባት ብኮሮና ቫይረስሰብ ብምልካፎም ንሰብ መዚ ቪክቶሪያ ኣተሓሳሲብዎም። ናይ ዉሕሃ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ነቲ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ኢድ ፖሊስ ዝሞቱ ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን ክምርምር ጀሚሩ። ሰሜን ኮርያ ንመራሒ ደቡብ ኮርያ “ጽሉል” ብምባል ኣብ መንጎ ክልቲኤን ዘሎ ወጥሪ ኣንሂራቶ። እንግሊዝ፡ ናይ ፈለማ ክሊኒካዊ ፈተነ ክታበት ኮሮና ቫይረስ ከምዝጀመረት ኣፍሊጣ። ናይ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ቀዳማይ ምክትል ኣቦ-መንበር ሌትናንት ጄኔራል መሐመድ ሐምዳን ዳጋሎ አዲስ አበባ ኣትዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now