Source: Getty Imagesኣርእስታት ዜና፥ *** ኣብ ቪክቶሪያ ፡ ሎሚ 11 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምተለኽፉ ተፈሊጡ *** ኣብ ሶማሌላንድ ዝተገብረ ምርጫ፦ ክልተ ናይ ተቓዋሚ ሰልፊታት ብዓብላሊ መናብር ፓርላማ ተዓዊቶም። *** ሮጀር ፈደረር ኣብ ናይ ሳልሳይ ዙር ግጥም ድሕሪ ምዕዋቱ ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ካብ ዉድድር ፈረንች ኦፐን ወጺኡ።
ኣርእስታት ዜና፥ *** ኣብ ቪክቶሪያ ፡ ሎሚ 11 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምተለኽፉ ተፈሊጡ *** ኣብ ሶማሌላንድ ዝተገብረ ምርጫ፦ ክልተ ናይ ተቓዋሚ ሰልፊታት ብዓብላሊ መናብር ፓርላማ ተዓዊቶም። *** ሮጀር ፈደረር ኣብ ናይ ሳልሳይ ዙር ግጥም ድሕሪ ምዕዋቱ ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ካብ ዉድድር ፈረንች ኦፐን ወጺኡ።