Source: Getty Images** ኣመሪካን NATOን ራሻ ሰራዊታ ካብ ዶብ ዩክሬን ኣይሰሓበትን ኢሎም ** ኣብ ኣውስትራሊያ ብ ኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት እቶም ዝበዝሑ ካብ ማሕበረሰባት ስደተኛታት ምዃኑ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ። ** ኣብ ዋና ኸተማ ሶማሊያ ኣብ መቅዲሾ ዝርከቡ መደበራት ፖሊስን ናይ ጸጥታ መሐለዊ ቦታታትን ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ትሽዓተ ሰባት ምቕታሎም ፖሊስ ኣፍሊጡ።
** ኣመሪካን NATOን ራሻ ሰራዊታ ካብ ዶብ ዩክሬን ኣይሰሓበትን ኢሎም ** ኣብ ኣውስትራሊያ ብ ኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት እቶም ዝበዝሑ ካብ ማሕበረሰባት ስደተኛታት ምዃኑ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ። ** ኣብ ዋና ኸተማ ሶማሊያ ኣብ መቅዲሾ ዝርከቡ መደበራት ፖሊስን ናይ ጸጥታ መሐለዊ ቦታታትን ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ትሽዓተ ሰባት ምቕታሎም ፖሊስ ኣፍሊጡ።