SKIP TO MAIN CONTENT

መጥቓቲ ቅድሚ ሕጂ ዘይተፈተነ ሚሳይል ራሻ ኣብ ዩክሬን (ዕለታዊ ዜና 21 መጋቢት 2022)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፡ ** ፕረዚደንት ዩክረይን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ፡ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ሃገሩ እተካይዶ ዘላ ወራር ምስቲ ናዚ ጀርመን ዝገበሮ ተግባራት ኣነጻጺርዎ። ** ፒተር ማሊናስኪስ [ተንኰለኛታት] ሓድሽ ናይ ደቡብ ኣውስትራልያ ፕሪሜር ኮይኑ ቃል ማህላ ፈጺሙ ። ** ብኢራን ዝድገፉ ሓይልታት ሁቲ ኣብ ሱዕዲ ዓረን ናይ ነዳዲን መጻረዪ ማይን ትካላት ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቓዕቲ ፈጺሞም።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ** ፕረዚደንት ዩክረይን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ፡ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ሃገሩ እተካይዶ ዘላ ወራር ምስቲ ናዚ ጀርመን ዝገበሮ ተግባራት ኣነጻጺርዎ። ** ፒተር ማሊናስኪስ [ተንኰለኛታት] ሓድሽ ናይ ደቡብ ኣውስትራልያ ፕሪሜር ኮይኑ ቃል ማህላ ፈጺሙ ። ** ብኢራን ዝድገፉ ሓይልታት ሁቲ ኣብ ሱዕዲ ዓረን ናይ ነዳዲን መጻረዪ ማይን ትካላት ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቓዕቲ ፈጺሞም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now