SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 01 መጋቢት 2021

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ፡ ምምጻእ ክታበት ኣስትራዘነካ ፡ ኣብቲ ኣውስትራልያ ኣንጻር ኮቪድ-19 እተካይዶ ዘላ ቃልሲ "ሓድሽ ምዕራፍ" ምዃኑ ገለጹ ። ** ነቲ መንግስቲ ፌደራል ክሳብ ጥቅምቲ ልዕሊ 20 ሚልዮን ሰባት ኣንጻር ኮቪድ-19 ክታበት ንምሃብ ዘውጸኦ ሸቶ ንምዕዋት ኣጸጋሚ ምዃኑ ተገሊጹ። ** ብኣማእታት ዝቝጸሩ ኤስያውያን ኣመሪካውያን ፡ ነቲ ኣብ ከተማ ኒው ዮርክ ዘሎ ዓሌታዊ ኣረኣእያ ጸረ-እስያ ንምቅዋም ተኣኪቦም ። ** ኣብ ኣኽሱም ኣብ ልዕሊ ሰላማዊያን ዝተፈጸመ ግፍዒ፡ ብገበን ሰብ ኣውነት ዘኽስስ እዩ ክብል ኣምነስቲ ጸብጻብ ኣቕሪቡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ፡ ምምጻእ ክታበት ኣስትራዘነካ ፡ ኣብቲ ኣውስትራልያ ኣንጻር ኮቪድ-19 እተካይዶ ዘላ ቃልሲ "ሓድሽ ምዕራፍ" ምዃኑ ገለጹ ። ** ነቲ መንግስቲ ፌደራል ክሳብ ጥቅምቲ ልዕሊ 20 ሚልዮን ሰባት ኣንጻር ኮቪድ-19 ክታበት ንምሃብ ዘውጸኦ ሸቶ ንምዕዋት ኣጸጋሚ ምዃኑ ተገሊጹ። ** ብኣማእታት ዝቝጸሩ ኤስያውያን ኣመሪካውያን ፡ ነቲ ኣብ ከተማ ኒው ዮርክ ዘሎ ዓሌታዊ ኣረኣእያ ጸረ-እስያ ንምቅዋም ተኣኪቦም ። ** ኣብ ኣኽሱም ኣብ ልዕሊ ሰላማዊያን ዝተፈጸመ ግፍዒ፡ ብገበን ሰብ ኣውነት ዘኽስስ እዩ ክብል ኣምነስቲ ጸብጻብ ኣቕሪቡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now