Source: Timon Reinhard/Unsplash, SBSቀንዲ ነጥቢታት ዜን፡ ** ኣብ የመን ዝዋግኡ ዘለዉ ሓይሊታት ምሩኻት ክለዋወጡ ተሰማሚዕም፡ ** ሎሚ ቪክቶሪያ ንልዕሊ 3 ኣዋርሕ ዘይረኣየቶ ዝተሓተ ቁጽሪ መልከፍቲ ኮሮና ቫይረስ ረኺባ። ** ብዓለም ደረጃ 32.4 ሚልዮን ህዝቢ ብ COVID-19 ዝተለኽፈን ብዝሒ በዚ ቫይረስ ልዕሊ 985,000 ምብጽሑ ተፈሊጡ። ** ምስ ህዝቢ ከይተማኸርካ ምስ እስራኤል ዝግበር ዲፕሎማሲያዊ ስምምዕ የለን ክትብል ሱዳን ኣፍሊጣ።
ቀንዲ ነጥቢታት ዜን፡ ** ኣብ የመን ዝዋግኡ ዘለዉ ሓይሊታት ምሩኻት ክለዋወጡ ተሰማሚዕም፡ ** ሎሚ ቪክቶሪያ ንልዕሊ 3 ኣዋርሕ ዘይረኣየቶ ዝተሓተ ቁጽሪ መልከፍቲ ኮሮና ቫይረስ ረኺባ። ** ብዓለም ደረጃ 32.4 ሚልዮን ህዝቢ ብ COVID-19 ዝተለኽፈን ብዝሒ በዚ ቫይረስ ልዕሊ 985,000 ምብጽሑ ተፈሊጡ። ** ምስ ህዝቢ ከይተማኸርካ ምስ እስራኤል ዝግበር ዲፕሎማሲያዊ ስምምዕ የለን ክትብል ሱዳን ኣፍሊጣ።