Source: Getty Images** መራሒ ተቓዋሚ ኣንቶኒ ኣልባነዝ እቲ ናይ ሰልፉ ፖሊሲ መንበሪ ገዛ ንዋጋታት ኣባይቲ ኣየውስኽን እዩ ኢሉ። ** ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ሰዓብቲ እምነት ምስልምና ፡ ወርሒ ረመዳን ዛዚሞም ዒድ የኽብሩ ኣለዉ። ** ኣብ ዩክረይን ከተማ ማሪዮፖል ዝርከብ ናይ ሓጺን ትካል ተኸቢቦም ዝጸንሑ ሰላማውያን ሰባት ናይ ምውጻእ መስርሕ ጀሚሩ ።
** መራሒ ተቓዋሚ ኣንቶኒ ኣልባነዝ እቲ ናይ ሰልፉ ፖሊሲ መንበሪ ገዛ ንዋጋታት ኣባይቲ ኣየውስኽን እዩ ኢሉ። ** ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ሰዓብቲ እምነት ምስልምና ፡ ወርሒ ረመዳን ዛዚሞም ዒድ የኽብሩ ኣለዉ። ** ኣብ ዩክረይን ከተማ ማሪዮፖል ዝርከብ ናይ ሓጺን ትካል ተኸቢቦም ዝጸንሑ ሰላማውያን ሰባት ናይ ምውጻእ መስርሕ ጀሚሩ ።