Premier Daniel Andrews announces a Victoria lockdown in Melbourne on Thursday, July 15, 2021. Source: AAPኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ ቪክቶሪያ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ምውዳይ ኣብ ዉሽጢ ናይ ግድን ኮይኑ። ** ናይ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ብረቡዕ ፡ ኣንጻር ካብ ትግራይ ዝመጹ ሓይልታት መጥቃዕቲ ክፍኑ ምዃኑ ገሊጹ። ** ናይ ጃፓን ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ፡ ን ኣውስትራሊያዊት ጋንታ ማቲልዳ ሲዒራታ።
ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ ቪክቶሪያ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ምውዳይ ኣብ ዉሽጢ ናይ ግድን ኮይኑ። ** ናይ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ብረቡዕ ፡ ኣንጻር ካብ ትግራይ ዝመጹ ሓይልታት መጥቃዕቲ ክፍኑ ምዃኑ ገሊጹ። ** ናይ ጃፓን ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ፡ ን ኣውስትራሊያዊት ጋንታ ማቲልዳ ሲዒራታ።