SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ካብ ምጉዳል ግብሪን ዝተገብረ ደገፍን $7 ቢልዮን ዶላር ዝበጽሕ ገንዘብ ን 8 ሚልዮን ኣውስትራሊያዊያን ተዋሂቡ። (ዕለታዊ ዜና 11 ጥሪ 21)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ***ዝበዝሐ ህዝቢ ኣውስትራሊያ ኣንጻር ኮቪድ ክታበት ኣስትራዘነካ ኣብዚ ዓመት ከምዝኽተብ ሰብ መዚ ገሊጾም። *** ሎሚ ድሕሪ ሰዓት 6 ናይ ምሸት እቲ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዕጽዋ ስለዝለዓል ነበርቲ ከተማ ብርዝበን ነጻነቶም ዳግም ከስተማቕሩ ክጅምሩ እዮም። *** ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ካብ ምጉዳል ግብሪን ዝተገብረ ደገፍን $7 ቢልዮን ዶላር ዝበጽሕ ገንዘብ ን 8 ሚልዮን ኣውስትራሊያዊያን ተዋሂቡ። *** ሎሚ ሙቐትን ደረቕ ኣየርን ዘለዎ ኩነታት ብምህላዉ ኣብ ደቡብ ኣውስትራሊያ ንዝህሉ ባርዕ ጫካ ንምምካት ጉጅለታት ምጥፋእ ሓዊ ተዋፊሮም

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ***ዝበዝሐ ህዝቢ ኣውስትራሊያ ኣንጻር ኮቪድ ክታበት ኣስትራዘነካ ኣብዚ ዓመት ከምዝኽተብ ሰብ መዚ ገሊጾም። *** ሎሚ ድሕሪ ሰዓት 6 ናይ ምሸት እቲ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዕጽዋ ስለዝለዓል ነበርቲ ከተማ ብርዝበን ነጻነቶም ዳግም ከስተማቕሩ ክጅምሩ እዮም። *** ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ካብ ምጉዳል ግብሪን ዝተገብረ ደገፍን $7 ቢልዮን ዶላር ዝበጽሕ ገንዘብ ን 8 ሚልዮን ኣውስትራሊያዊያን ተዋሂቡ። *** ሎሚ ሙቐትን ደረቕ ኣየርን ዘለዎ ኩነታት ብምህላዉ ኣብ ደቡብ ኣውስትራሊያ ንዝህሉ ባርዕ ጫካ ንምምካት ጉጅለታት ምጥፋእ ሓዊ ተዋፊሮም

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now