SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና 26 ጥቅምቲ 2020

SBS Tigrinya News
Source: SBS

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** እስራኤል ልኡኻታ ናብ ሱዳን ትልእኽ ኣላ። ** ሎሚ ቪክቶሪያ ድሕሪ 9 ሰነ ንፈለማ እዋን ባዶ ናይ ኮርና ቫይረስ መልከፍቲን ሞትን ኣመዝጊባ። ** ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኣብዝኾነሉ ዘሎ እዋን፡ መንግስቲ ስጳኛ ካልኣይ ናይ ህጹጽ ኩነታት ኣዋጅ ኣዊጁ። ** ጋንታ Melbourne Storm ኣንጻር Penrith Panthers ኣብዝተገብረ ናይ መወዳእታ ሃገራዊ ሊግ ራግቢ ናይዚ ዓመት ቻምዮን ኮይና።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** እስራኤል ልኡኻታ ናብ ሱዳን ትልእኽ ኣላ። ** ሎሚ ቪክቶሪያ ድሕሪ 9 ሰነ ንፈለማ እዋን ባዶ ናይ ኮርና ቫይረስ መልከፍቲን ሞትን ኣመዝጊባ። ** ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኣብዝኾነሉ ዘሎ እዋን፡ መንግስቲ ስጳኛ ካልኣይ ናይ ህጹጽ ኩነታት ኣዋጅ ኣዊጁ። ** ጋንታ Melbourne Storm ኣንጻር Penrith Panthers ኣብዝተገብረ ናይ መወዳእታ ሃገራዊ ሊግ ራግቢ ናይዚ ዓመት ቻምዮን ኮይና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now