SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 22 ለካቲት 2021

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣውስትራሊያውያን ነቲ ናይ መጀመርያ ዙር ኮቪድ-19 ናይ ምክልኻል ዓቕሞም ዘማዕብል ክታበት ንምኽታብ ይዳለዉ ኣብዘለዉ ኣንጻር ክታበት ዝንዛሕ ዘሎ ፕሮፖጋንዳ ክነጽጉ ምሕጽንታ ይቐርበሎም ኣሎ ። ** ኒው ዚላንድውያን ፡ ነቲ ኣብ ክራይስትቸርች ዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዓስራይ ዓመት ይዝክሩ ኣሎዉ [ሞን 22 ለካ.] ** ኣብ ኒጀር ዝተገብረ ናይ ታሕሳስ ምርጫ ካብ 28 ሕጹያት ዋላ ሓደ ሰብ ዓብላሊ ድምጺ ብዘይምርካቡ ንኻልኣይ ግዜ ድምጺ ምሃብ ተጀሚሩ። ** ኖቫክ ደጆኮቪክ : ን ታሽዓይ ግዜ ናይ ኣውስትራልያ ኦፐን 2021 ሻምፕዮን ኮይኑ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣውስትራሊያውያን ነቲ ናይ መጀመርያ ዙር ኮቪድ-19 ናይ ምክልኻል ዓቕሞም ዘማዕብል ክታበት ንምኽታብ ይዳለዉ ኣብዘለዉ ኣንጻር ክታበት ዝንዛሕ ዘሎ ፕሮፖጋንዳ ክነጽጉ ምሕጽንታ ይቐርበሎም ኣሎ ። ** ኒው ዚላንድውያን ፡ ነቲ ኣብ ክራይስትቸርች ዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዓስራይ ዓመት ይዝክሩ ኣሎዉ [ሞን 22 ለካ.] ** ኣብ ኒጀር ዝተገብረ ናይ ታሕሳስ ምርጫ ካብ 28 ሕጹያት ዋላ ሓደ ሰብ ዓብላሊ ድምጺ ብዘይምርካቡ ንኻልኣይ ግዜ ድምጺ ምሃብ ተጀሚሩ። ** ኖቫክ ደጆኮቪክ : ን ታሽዓይ ግዜ ናይ ኣውስትራልያ ኦፐን 2021 ሻምፕዮን ኮይኑ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now