ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (31 መጋቢት 2022)

Source: Getty Images
** ብ ማእከላይ ባንክ ሩሲያ ዝቐረበ ብክልተኣዊ ክፍሊት ዝግበር ስርዓተ ዕድጊን መሸጣን መንግስቲ ህንዲ ኣብ ግምት ከምዘእትዎ ኣፍሊጡ። ** ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኒው ሳውዝ ዌልስ ዕልቕልቕ ማይ ብቐጻሊ የስፋሕፍሕ ኣሎ... ** ኣብ el Clasico ዝተኻየደ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ናይ ዓለም ዝበዝሐ ህዝቢ ዝተዓዘቦ ጸወታ ተባሂሉ ተመዝጊቡ።.
Share