Source: Getty Imagesኣርእስታት ዜና ** መልከፍቲ ኮቪድ-19 ከይላባዕ መደንፍዒ ክታበት ብህጹጽ ክወሃብ ንመንግስቲ ኣውስትራሊያ ጸቕጢ ይግበረሉ ኣሎ። **ቺለ ሓድሽ ፕረሲደንት መሪጻ። ** ቻይናዊት ኮኾብ ተጻዋቲት ባይታ ቴኒስ Peng Shuai ጾታዊ ዓመጽ ኣይተፈጸመንን ኢላ።
ኣርእስታት ዜና ** መልከፍቲ ኮቪድ-19 ከይላባዕ መደንፍዒ ክታበት ብህጹጽ ክወሃብ ንመንግስቲ ኣውስትራሊያ ጸቕጢ ይግበረሉ ኣሎ። **ቺለ ሓድሽ ፕረሲደንት መሪጻ። ** ቻይናዊት ኮኾብ ተጻዋቲት ባይታ ቴኒስ Peng Shuai ጾታዊ ዓመጽ ኣይተፈጸመንን ኢላ።