SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ትግራይ ኣስታት 2.2 ሚሊዮን ህዝቢ ካብ ገዛኡ ከምዝተማዛበለ ተገሊጹ። (ዕለታዊ ዜና 7 ጥሪ 21)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ ** ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ንኣርባዕተ ሰዓታት ድሕሪ ዝጸንሐ ዕግርግር ሰብ መዚ ኣመሪካ እቲ ቤተ መንግስቲ ኣመሪካ ዝኾነ ካፒቶል ዉሑስ ምዃኑ ኣረጋጊጾም ናይ ባይደን ዓወት ንምጽዳቕ ስርሖም ቀጺሎም። ** ኣብ ትግራይ ኣስታት 2.2 ሚሊዮን ህዝቢ ካብ ገዛኡ ከምዝተማዛበለ ተገሊጹ። (ዕለታዊ ዜና 7 ጥሪ 21) ** ሱዳን ምስ እስራኤል ዘለዋ ዝምድና መገዲ ዘጣጥሕ ምስ ኣመሪካ ስምምዕ ፈሪማ። ** ሕብረት ኣውሮጳ ካልኣይ ክታበት ኣንጻር ኮቪድ 19 ብምጽዳቑ ክታበት ሞደርና ክወሃብ ተፈቒዱ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ ** ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ንኣርባዕተ ሰዓታት ድሕሪ ዝጸንሐ ዕግርግር ሰብ መዚ ኣመሪካ እቲ ቤተ መንግስቲ ኣመሪካ ዝኾነ ካፒቶል ዉሑስ ምዃኑ ኣረጋጊጾም ናይ ባይደን ዓወት ንምጽዳቕ ስርሖም ቀጺሎም። ** ኣብ ትግራይ ኣስታት 2.2 ሚሊዮን ህዝቢ ካብ ገዛኡ ከምዝተማዛበለ ተገሊጹ። (ዕለታዊ ዜና 7 ጥሪ 21) ** ሱዳን ምስ እስራኤል ዘለዋ ዝምድና መገዲ ዘጣጥሕ ምስ ኣመሪካ ስምምዕ ፈሪማ። ** ሕብረት ኣውሮጳ ካልኣይ ክታበት ኣንጻር ኮቪድ 19 ብምጽዳቑ ክታበት ሞደርና ክወሃብ ተፈቒዱ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now