SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 04 ለካቲት 2021

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ኣብ መልበርን ኣብ ሓደ መወሸቢ ሆቴል ዝሰርሕ ብኮቪድ 19 ተለኺፉ፡ *** 330 ሚልዮን ዶሳት ክታበት ኮሮና ንድኻታት ሃገራት ከምዝተመደበ ኣብ ፈለማ ፍርቂ ዓመት ናይ 2021 ናብቲ ዝተመደበሉ ክከፋፈል ምዃኑ ተፈሊጡ። *** ቤት ምኽሪ ጸጥታ ዉሕሃ ሎሚ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ ኩነታት ንምዝርራብ ሎሚ ኣኼባ ከምዝገብር ተፈሊጡ። *** ፖለቲከኛታት ኦሮሞ ዝኾኑ ኣቶ በቀለ ገርባን ኣቶ ጃዋር መሓመድን መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ካብ ዝጅምሩ ሓደ ሰሙን ከም ዝመልኦም ተገሊጹ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ኣብ መልበርን ኣብ ሓደ መወሸቢ ሆቴል ዝሰርሕ ብኮቪድ 19 ተለኺፉ፡ *** 330 ሚልዮን ዶሳት ክታበት ኮሮና ንድኻታት ሃገራት ከምዝተመደበ ኣብ ፈለማ ፍርቂ ዓመት ናይ 2021 ናብቲ ዝተመደበሉ ክከፋፈል ምዃኑ ተፈሊጡ። *** ቤት ምኽሪ ጸጥታ ዉሕሃ ሎሚ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ ኩነታት ንምዝርራብ ሎሚ ኣኼባ ከምዝገብር ተፈሊጡ። *** ፖለቲከኛታት ኦሮሞ ዝኾኑ ኣቶ በቀለ ገርባን ኣቶ ጃዋር መሓመድን መግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ ካብ ዝጅምሩ ሓደ ሰሙን ከም ዝመልኦም ተገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now