SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና 18 ጥሪ 2021 SBS ትግርኛ

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ስልጣኑ ክውዳእ መዓልታት ተሪፍዎ ዘሎ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ክኽሰስ ከምዝድግፍ ናይ ቀደም ናይ F-B-I ዲይረክተር ጀይምስ ኮሚ ገሊጹ። *** ኣብ ሱዳን ዘሎ ዓሌታዊ ግጭት ኣብዝገነነሉ እዋን ልዕሊ 80 ሰባት ከምዝሞቱ ተፈሊጡ። *** ኣብ መደበር ስደተኛታት ሽመልባ ዝርከቡ ልዕሊ 400 መጽለሊ ከምዝዓነዉ ተፈሊጡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ስልጣኑ ክውዳእ መዓልታት ተሪፍዎ ዘሎ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ክኽሰስ ከምዝድግፍ ናይ ቀደም ናይ F-B-I ዲይረክተር ጀይምስ ኮሚ ገሊጹ። *** ኣብ ሱዳን ዘሎ ዓሌታዊ ግጭት ኣብዝገነነሉ እዋን ልዕሊ 80 ሰባት ከምዝሞቱ ተፈሊጡ። *** ኣብ መደበር ስደተኛታት ሽመልባ ዝርከቡ ልዕሊ 400 መጽለሊ ከምዝዓነዉ ተፈሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now