SKIP TO MAIN CONTENT

ክታበት ኣንጻር ዓለማዊ ለበዳ ሕማም ኮሮናቫይረስ ንምርካብ ብውሕድ ሓደ ዓመት ከምዝወስድ ተገሊጹ።

international women's day, women's rights,
Activists of women rights run after clashes between two groups, one organized by women organizations Source: AAP

አርእስታት ዜና፡ ሰለስተ ናይ ካልኣይ ደረጃ ተመሃሮ ዝርክብዎም ሽዱሽተ ሓደሽቲ ሰባት ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም። ኣንጻር ዓለማዊ ለበዳ ሕማም ኮሮናቫይረስ ዝገጥም ክታበት ንምርካብ ብውሕድ ሓደ ዓመት ከምዝወስድ ኣውስትራሊያዊ መንበር ዓለማዊ ምሕዝነት ኣፍሊጡ። ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ክልተ ኢትዮጵያዊያን ኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም። ካብ ቱርኪ ናብ ግሪክ ዝኣተዉ ስደተኛታት ናብ ሃገራት ሕብረት ኣውሮጳ ክኣትዉ ምእንቲ ክኽእሉ ግሪክ ኣፍደጌታት ክትከፍት ናይ ቱርኪ ፕረሲደንት ጸዊዑ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

አርእስታት ዜና፡ ሰለስተ ናይ ካልኣይ ደረጃ ተመሃሮ ዝርክብዎም ሽዱሽተ ሓደሽቲ ሰባት ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም። ኣንጻር ዓለማዊ ለበዳ ሕማም ኮሮናቫይረስ ዝገጥም ክታበት ንምርካብ ብውሕድ ሓደ ዓመት ከምዝወስድ ኣውስትራሊያዊ መንበር ዓለማዊ ምሕዝነት ኣፍሊጡ። ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ክልተ ኢትዮጵያዊያን ኮሮና ቫይረስ ተለኺፎም። ካብ ቱርኪ ናብ ግሪክ ዝኣተዉ ስደተኛታት ናብ ሃገራት ሕብረት ኣውሮጳ ክኣትዉ ምእንቲ ክኽእሉ ግሪክ ኣፍደጌታት ክትከፍት ናይ ቱርኪ ፕረሲደንት ጸዊዑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now