SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና 1 ሚያዚያ 2021 SBS ትግርኛ

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ኣብ ብሪዝቤን ዝጸንሐ ቀይዲ ካብ ፍርቂ መዓልቲ ኣትሒዙ ተላዒሉ ። *** ፖሊስ ቅድሚ እቲ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ዝግበር በዓል ትንሳኤ ፡ ንመገድታት ዝምልከት መጠንቀቕታት ሂቡ ። *** ኣብ ምዕራብ ወለጋ ዕጡቓት ብዝወሰድዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 28 ሰላማዊ ሰባት ከምተቐትሉ ሰበ ስልጣን እቲ ከባቢ ገሊጾም። *** ናይ 2023 ዋንጫ ጸወታ ኩዕሶ ልአም ደቅንስትዮ ናይ ኣውስትራልያን ኒውዚላንድን ከተማታት ከምዘአንግዳኦ ኣፍሊጡ ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ኣብ ብሪዝቤን ዝጸንሐ ቀይዲ ካብ ፍርቂ መዓልቲ ኣትሒዙ ተላዒሉ ። *** ፖሊስ ቅድሚ እቲ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ዝግበር በዓል ትንሳኤ ፡ ንመገድታት ዝምልከት መጠንቀቕታት ሂቡ ። *** ኣብ ምዕራብ ወለጋ ዕጡቓት ብዝወሰድዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 28 ሰላማዊ ሰባት ከምተቐትሉ ሰበ ስልጣን እቲ ከባቢ ገሊጾም። *** ናይ 2023 ዋንጫ ጸወታ ኩዕሶ ልአም ደቅንስትዮ ናይ ኣውስትራልያን ኒውዚላንድን ከተማታት ከምዘአንግዳኦ ኣፍሊጡ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now