Source: Getty Imagesኣርእስታት ዜና፥ ** ቻይና ገለ ገለ ፖለቲከኛታት ኣውስትራልያ ፡ ንፖለቲካዊ ረብሓኦም ኢሎም ኣብ ልዕለይ ጸለመ ይዝርግሑ ኣለዉ ኢላ ከሲሳ። ** ናይ ብሪጣንያ ጸሓፊት ጉዳያት ወጻኢ ሊዝ ትሩዝ ንምዕራባውያን መሻርኽቲ ታንክታት ፡ ነፈርቲ ውግእን ካልእ ከበድቲ ኣጽዋርን ናብ ዩክረይን ክልእኩ ጸዊዓ ። ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ድማ፡ ኣብ ዩክረይን ጣልቃ ክኣትዋ ንዝፈተና ሃገራት ፡ ካብ ሩስያ ከም በርቂ ዝፈጥን" ምላሽ ክወሃበን ምዃኑ ኣጠንቂቑ ።
ኣርእስታት ዜና፥ ** ቻይና ገለ ገለ ፖለቲከኛታት ኣውስትራልያ ፡ ንፖለቲካዊ ረብሓኦም ኢሎም ኣብ ልዕለይ ጸለመ ይዝርግሑ ኣለዉ ኢላ ከሲሳ። ** ናይ ብሪጣንያ ጸሓፊት ጉዳያት ወጻኢ ሊዝ ትሩዝ ንምዕራባውያን መሻርኽቲ ታንክታት ፡ ነፈርቲ ውግእን ካልእ ከበድቲ ኣጽዋርን ናብ ዩክረይን ክልእኩ ጸዊዓ ። ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ድማ፡ ኣብ ዩክረይን ጣልቃ ክኣትዋ ንዝፈተና ሃገራት ፡ ካብ ሩስያ ከም በርቂ ዝፈጥን" ምላሽ ክወሃበን ምዃኑ ኣጠንቂቑ ።