SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 15 ለካቲት 2021

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ቪክቶሪያ ሎሚ መርመራ ኮቪድ-19 ካብ ዝተገበረሎም 25,144 ሰባት እቶም ክልተ በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ተረኺቦም ** ኣብ ብሪጣንያ ልዕሊ 15 ሚልዮን ህዝቢ ናይ ፈለማ ክታበት ኮቪድ-19 ተኸቲቡ። ** ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ጆ ባይደን ጽኑዕ ናይ ጠበንጃ ሕጊ ክህሉ ጸዊዑ። ** ዉድድራት ቴኒስ ኣውስትራሊያ ኦፐን ተዓዘብቲ ኣብዘይብሉ ሜዳታት ቀጺሉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ቪክቶሪያ ሎሚ መርመራ ኮቪድ-19 ካብ ዝተገበረሎም 25,144 ሰባት እቶም ክልተ በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ተረኺቦም ** ኣብ ብሪጣንያ ልዕሊ 15 ሚልዮን ህዝቢ ናይ ፈለማ ክታበት ኮቪድ-19 ተኸቲቡ። ** ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ጆ ባይደን ጽኑዕ ናይ ጠበንጃ ሕጊ ክህሉ ጸዊዑ። ** ዉድድራት ቴኒስ ኣውስትራሊያ ኦፐን ተዓዘብቲ ኣብዘይብሉ ሜዳታት ቀጺሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now