SKIP TO MAIN CONTENT

ኣውስትራሊያ ትርከበን 15 ሃገራት ፓሲፊክ ኤሽያ ኣብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ናይ ነጻ ንግዲ ዉዕል ፈሪመን። (ዕለታዊ ዜና)

Australian Trade Minister Simon Birmingham (right) and Australian Prime Minister Scott Morrison react after signing  (RCEP)
Australian Trade Minister Simon Birmingham (right) and Australian Prime Minister Scott Morrison react after signing (RCEP) Source: AAP

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ሳውዝ ኣውስትራሊያ ሓድሽ ለበዳ ኮቪድ-19 ተኸሲቱ ... *** ኣውስትራሊያ ትርከበን 15 ሃገራት ፓሲፊክ ኤሽያ ኣብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ናይ ነጻ ንግዲ ዉዕል ፈሪመን። *** እቲ ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ኲናት እናተጎሃሃረ ቀጺሉ፡ ካብ ትግራይ ናብ ኤርትራ ሚሳይል ተተኩሱ... *** ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ መተከል ዞን ድባጢ ወረዳ ቂህዶ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ዕጡቓት መኪና ደው እናበሉ ብዘውረድዎ መጥቃዕቲ ልዕሊ 30 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊጹ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ሳውዝ ኣውስትራሊያ ሓድሽ ለበዳ ኮቪድ-19 ተኸሲቱ ... *** ኣውስትራሊያ ትርከበን 15 ሃገራት ፓሲፊክ ኤሽያ ኣብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ናይ ነጻ ንግዲ ዉዕል ፈሪመን። *** እቲ ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ኲናት እናተጎሃሃረ ቀጺሉ፡ ካብ ትግራይ ናብ ኤርትራ ሚሳይል ተተኩሱ... *** ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ መተከል ዞን ድባጢ ወረዳ ቂህዶ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ዕጡቓት መኪና ደው እናበሉ ብዘውረድዎ መጥቃዕቲ ልዕሊ 30 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now