ንለበዳ ሕማም ቫይረስ ንምቅላስ ኩለመናዊ ስጉምቲ ክውሰድን ምፍላይ፡ መርመራ ምግባርን ነቶም ዝተለኽፉ ክሳብዝከኣል ረኺብካ ምድላዪን ክግበር ትካል ዉድብ ጥዕና [[WHO]] ጸዊዑ። (ካብ ዕለታዊ ዜና)

Bergamo Coronavirus -

Bergamo Coronavirus Source: IPA Milestone

አርእስታት ዜና፡ ኮሮናቫይረስ ከየስፋሕፍሕ መንግስቲ ታዝማኒያ ናይ ህጹጽ ኩነታት ኣዋጅ ኣዊጁ። መገዲ ኣየር ኳንታስ ናብ ወጻኢ ዝገብሮ በረራታት ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ካብ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት ምሉእ ብምሉእ ደው ከብሎ ወሲኑ። ኣውስትራሊያ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ዶባታ ናይ ምዕጻው መደብ ከምዘይብላ ናይ ወጻኢ Minister Marise Payne ገሊጻ። ንለበዳ ሕማም ቫይረስ ንምቅላስ ኩለመናዊ ስጉምቲ ክውሰድን ምፍላይ፡ መርመራ ምግባርን ነቶም ዝተለኽፉ ክሳብዝከኣል ረኺብካ ምድላዪን ክግበር ትካል ዉድብ ጥዕና [[WHO]] ጸዊዑ። ኣስታት 100 ሽሕ ዝኾኑ ጀርመናዉያን ናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now