United States President Donald J. Trump delivers remarks during a news conference in the Rose Garden of the White House in Washington D.C., Source: ABACA
አርእስታት ዜና፡ ኣብዚ እዋን ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣሻሓት ሰባት ዝተሳተፍዎ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣብ ባንንግላዲሽ ተጌሩ። ኣብ ካናዳ ብዝተፈጸመ ናይ ህዝቢ ተኩስካ ምቕታል ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም። ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ንበዕል ትንሳኤ ብዝተፈልየ ኣገባብ ተኸቢሩ። ኣብ ሱዳን፡ ብኮሮና ቫይረስ ዝሓሙ ሰባት እናወሰኸ ኣብዝኸደሉ ዘሎ ኻርቱም ክትዕጾ ተጌሩ።