Source: Getty Imagesኣርእስታት ዜና፥ ** ናያ ሩሲያ ፕረሲደንት ቪላድሚር ፑቲን ኣጽዋር ኑክሌስ ኣብ ልዕል ተጠንቀቕ ክጸንሒ ኣዚዙ ** ኣብ ኲንስላንድ ብኸቢድ ዝናብን ውሒዝን ዝተጸልዉ ነበርቲ መንግስቲ ሓገዝ ክገብረሎም ምዃኑ ኣፍሊጡ ** መንግስቲ ኣውስትራሊያ ብመልክዕ ወተሃደራዊ ናውትን ሕክምናዊ ናውትን ናብ ዩክረይን ንምልኣኽ ናይ 3 ሚልዮን ዶላር ኣሜሪካ ናብ ኔቶ ከምዝልኣኽ ኣፍሊጡ ። * * * ሊቨርፑል ን ቸልሲ ብ ምስዓር ዋንጫ ሊግ እንግሊዝ ዓቲራ ።
ኣርእስታት ዜና፥ ** ናያ ሩሲያ ፕረሲደንት ቪላድሚር ፑቲን ኣጽዋር ኑክሌስ ኣብ ልዕል ተጠንቀቕ ክጸንሒ ኣዚዙ ** ኣብ ኲንስላንድ ብኸቢድ ዝናብን ውሒዝን ዝተጸልዉ ነበርቲ መንግስቲ ሓገዝ ክገብረሎም ምዃኑ ኣፍሊጡ ** መንግስቲ ኣውስትራሊያ ብመልክዕ ወተሃደራዊ ናውትን ሕክምናዊ ናውትን ናብ ዩክረይን ንምልኣኽ ናይ 3 ሚልዮን ዶላር ኣሜሪካ ናብ ኔቶ ከምዝልኣኽ ኣፍሊጡ ። * * * ሊቨርፑል ን ቸልሲ ብ ምስዓር ዋንጫ ሊግ እንግሊዝ ዓቲራ ።