Source: Getty Imagesቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ **ሓድሽ ዝተመርጸ ናይ ምዕራብ ኣውስትራሊያ ስራሕ ፕሪመርሊግ ማርክ ማክጎዋን መንግስቲ ፓርላማ ብሓደ ሰልፊ ተዓብሊሉ ኢሎም ክፈርሑ የብሎምን ኢሉ። ** ኒው ሳውዝ ዌልስ ካብ ዉሽጢ ብኮቪድ-19 ዝተመሓላለፉ ተወሰኽቲ መልከፍቲ ኣየመዝገበትን ** መንግስቲ ኤርትራ ንዝገብሮ ዘሎ ኣበርክቶ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዛጊት 500 ሚልዮን ዶላር ንመንግስቲ ኤርትራ ሂባ ዝብል መርትዖ ከምዝረኸበ ኢትዮ360 ገሊጹ። ** ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንሱዳን ዝኸውን 200,000 ቶን ስርናይ ክገዝእ መደብ ከምዘለዎ ገሊጹ።
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ **ሓድሽ ዝተመርጸ ናይ ምዕራብ ኣውስትራሊያ ስራሕ ፕሪመርሊግ ማርክ ማክጎዋን መንግስቲ ፓርላማ ብሓደ ሰልፊ ተዓብሊሉ ኢሎም ክፈርሑ የብሎምን ኢሉ። ** ኒው ሳውዝ ዌልስ ካብ ዉሽጢ ብኮቪድ-19 ዝተመሓላለፉ ተወሰኽቲ መልከፍቲ ኣየመዝገበትን ** መንግስቲ ኤርትራ ንዝገብሮ ዘሎ ኣበርክቶ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዛጊት 500 ሚልዮን ዶላር ንመንግስቲ ኤርትራ ሂባ ዝብል መርትዖ ከምዝረኸበ ኢትዮ360 ገሊጹ። ** ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንሱዳን ዝኸውን 200,000 ቶን ስርናይ ክገዝእ መደብ ከምዘለዎ ገሊጹ።