SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 21 ጥሪ 2021

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ወተሃደራት ዝሓቘፈ ድልዱል ሓይሊ ጸጥታ ዝተዓጀበ መመረቕታ ስነ-ስርዓት ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጆ ባይደን ብዘይ ዕንቅፋት ተፈጺሙ። *** ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ሓደ መዓልቲ 1,830 ሰባት ብኮቪድ-19 ሞይቶም። *** መራሕቲ ዓለም ንፕረዚደንት ጆ ባይደንን ምክትል ፕረዚደንት ካማላ ሃሪስን ኣብ ስነ-ስርዓት መመረቕታኦም ሓጎሶም ገሊጾምሎም እዮም ። *** “ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራዊያን ስደተኛታት ከበድቲ ግፍዒታት ተፈጺሞም እዮም። ተሓታትነት ክህሉ ኣለዎ።” ክብል ሓድሽ ናይ ኣመሪካ ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ክኸውን ተሸይሙ ዘሎ ኣንቶኒ ብሊንክን ገሊጹ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ወተሃደራት ዝሓቘፈ ድልዱል ሓይሊ ጸጥታ ዝተዓጀበ መመረቕታ ስነ-ስርዓት ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጆ ባይደን ብዘይ ዕንቅፋት ተፈጺሙ። *** ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ሓደ መዓልቲ 1,830 ሰባት ብኮቪድ-19 ሞይቶም። *** መራሕቲ ዓለም ንፕረዚደንት ጆ ባይደንን ምክትል ፕረዚደንት ካማላ ሃሪስን ኣብ ስነ-ስርዓት መመረቕታኦም ሓጎሶም ገሊጾምሎም እዮም ። *** “ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራዊያን ስደተኛታት ከበድቲ ግፍዒታት ተፈጺሞም እዮም። ተሓታትነት ክህሉ ኣለዎ።” ክብል ሓድሽ ናይ ኣመሪካ ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ክኸውን ተሸይሙ ዘሎ ኣንቶኒ ብሊንክን ገሊጹ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now