SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 08 ለካቲት 2021

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ **ናይ ኣልጀዚራ ሪፖርተር ግብጻዊ ጋዜጠኛ ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ ዓመት ማእሰርቲ ተፈቲሑ። **ኣብ ቪክቶሪያ ኣብ ሓደ መወሸቢ ሆቴል ዝሰርሕ ሰብ ብኮቪድ-19 ተለኺፉ። ** ኣብ ሶማሊያ ኣብ መገዲ ብዝነተገ ፈንጂ ዓሰርተታት ሰባት ተቐቲሎም። **ኣብ ሙይንማር ንዝተገብረ ዕልዋ መንግስቲ ብምቅዋም ብ ኣሻሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት እታ ሃገር ሰላማዊ ሰልፊ ጌሮም። ሰልፈኛታት “ወተሃደራዊ ዕብለላ ደው ይበል” ዝብል ጭርሖ ክጭርሑ ዊዒሎም። ** ዉድድራት ቴኒስ ኣውስትራሊያ ኦፐን ተጀሚሩ፡ 50% ዓቕሚ ናይቲ ስተድዮማት ተዓዘብቲ ክኣትዉ ተፈቒዱ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ **ናይ ኣልጀዚራ ሪፖርተር ግብጻዊ ጋዜጠኛ ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ ዓመት ማእሰርቲ ተፈቲሑ። **ኣብ ቪክቶሪያ ኣብ ሓደ መወሸቢ ሆቴል ዝሰርሕ ሰብ ብኮቪድ-19 ተለኺፉ። ** ኣብ ሶማሊያ ኣብ መገዲ ብዝነተገ ፈንጂ ዓሰርተታት ሰባት ተቐቲሎም። **ኣብ ሙይንማር ንዝተገብረ ዕልዋ መንግስቲ ብምቅዋም ብ ኣሻሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት እታ ሃገር ሰላማዊ ሰልፊ ጌሮም። ሰልፈኛታት “ወተሃደራዊ ዕብለላ ደው ይበል” ዝብል ጭርሖ ክጭርሑ ዊዒሎም። ** ዉድድራት ቴኒስ ኣውስትራሊያ ኦፐን ተጀሚሩ፡ 50% ዓቕሚ ናይቲ ስተድዮማት ተዓዘብቲ ክኣትዉ ተፈቒዱ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now