NK leader Kim Jong Un, right, and Choe Ryong Hae, vice-chairman of the central committee of the Workers' Party, (AP Photo/Wong Maye-E, File) Source: AP
ኣርእስታት ዜና፡ ንደቡብ የመን ክግንጽሉ ዝቃለሱ ዕጡቓት ነቲ ዝሓለፈ ዓመት ምስ መንግስቲ ዝተገብረ ስምምዕ ሰላም ብምንጻግ ንከተማ ዓደን ተቖጻጺሮማ። ኣብ ኣመሪካ ብ ኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 54,000 እንተበጽሐ’ኳ ገለ ክፍለ ግዝኣታት ንሕጊታት ምዕጻው የፍኩሳኦ ኣለዋ። ናይ ብሪጣኒያ ጸሓፊ ወጻኢ ጉዳያት Dominic Raab ኣብታ ሀገር ተስገዲዱ ዘሎ ምዕጻው ክለዓል ዝቐረበ ሕቶ ነጺግዎ። መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን ብጽኑዕ ሓሚሙ ከህሉ ከምዝኽእል ሓደ ናይ ሰሜን ኮርያ ኪኢላ ገሊጹ። ኣብ ኣውስትራሊያ 6711 ብኮቪስ-19 ዝተለኽፉ ካብዚኣቶም ብውሕዱ 5539 ሰባት ካብቲ ቫይረስ ከምዝሓውዩ ኣረጋጊጻ።