Source: Getty Imagesሰልፊ ብልጽግና ነቲ ኣብ ጳጉሜን ዝካየድ መረጻ ኢትዮጵያ ከይተጸበየ መንግስቲ ዘመስርቶ ድምጺ ከም ዝረኸበ ወግዓዊ ኣብ ዝገበረሉ እዋን ፤ ሰልፊ ናጽነት ኦሮሞ ኣብ ኦሮምያ ዳግማይ መረጻ ክካየድ ሓቲቱ። ኣብ ቀረባ እዋን ዝተኣስሩ ጋዜጠኛታት ኢትዮ-ፎረምን ኣውሎ ሚድያን ኣተሓሕዛኦም ሕጋዊ ክኸውን ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ሓቲቱ። ኣብ ርእሰ ከተማ ሶማሊያ ሞቓድሾ ብዉሑዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም። ዝብሉን ካልኦት’ ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።
ሰልፊ ብልጽግና ነቲ ኣብ ጳጉሜን ዝካየድ መረጻ ኢትዮጵያ ከይተጸበየ መንግስቲ ዘመስርቶ ድምጺ ከም ዝረኸበ ወግዓዊ ኣብ ዝገበረሉ እዋን ፤ ሰልፊ ናጽነት ኦሮሞ ኣብ ኦሮምያ ዳግማይ መረጻ ክካየድ ሓቲቱ። ኣብ ቀረባ እዋን ዝተኣስሩ ጋዜጠኛታት ኢትዮ-ፎረምን ኣውሎ ሚድያን ኣተሓሕዛኦም ሕጋዊ ክኸውን ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ሓቲቱ። ኣብ ርእሰ ከተማ ሶማሊያ ሞቓድሾ ብዉሑዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም። ዝብሉን ካልኦት’ ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።