SKIP TO MAIN CONTENT

ቻይና ናይ ፈለማ ጸረ ኮሮናቫይረስ ፈተነ ክታበት ከምዝገበረት ኣፍሊጣ። (ካብ ኣርእስታት ዜና)

SBS Tigrinya News
US President Donald J. Trump departs after delivering remarks on the pandemic (AAP) Source: AAP

አርእስታት ዜና፡ ምትንኻፍ ንምጉዳልን ኣብ ማሕበረሰብ ኮሮናቫይረስ ምምሕልላፍ ደው ንምባልን ኒውዚላንድ ናብ ዉሸባ ክትኣቱ ትዳሎ ድሕሪ ካልኣይ ዉግእ ዓለም ኮሮናቫይረስ እቲ ዝኸበደ ብድሆ ኣውስትራሊያ ከምዝኸውን ቀዳማይ ሞሪሰን ገሊጹ ቫይረስ ንኸይላባዕ ንምሕጋዝ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ኣድለይቲ ዘይኮኑ ስራሓት ካብ ሎሚ ምዕጻው ጀሚሮም ኣለዉ። ኣብዚ ዓመት ናይ ትምህርቲ ዕረፍቲ ዘይኮነስ ናይ ትምህርቲ ምቁራጽዩ ክህሉ ክትብል ናይ ኲንስላንድ ፕሪሜር ገሊጻ። መድሃኒት ዝኸትባ ዝነበረ ዶክተር ኮሮናቫይረስ ከምዘለዎ ምስተረጋገጸ ናይ ጀርመን ቻንስለር ኣንገላ መርከል ተወሺባ። ቻይና ናይ ፈለማ ጸረ ኮሮናቫይረስ ፈተነ ክታበት ከምዝገበረት ኣፍሊጣ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

አርእስታት ዜና፡ ምትንኻፍ ንምጉዳልን ኣብ ማሕበረሰብ ኮሮናቫይረስ ምምሕልላፍ ደው ንምባልን ኒውዚላንድ ናብ ዉሸባ ክትኣቱ ትዳሎ ድሕሪ ካልኣይ ዉግእ ዓለም ኮሮናቫይረስ እቲ ዝኸበደ ብድሆ ኣውስትራሊያ ከምዝኸውን ቀዳማይ ሞሪሰን ገሊጹ ቫይረስ ንኸይላባዕ ንምሕጋዝ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ኣድለይቲ ዘይኮኑ ስራሓት ካብ ሎሚ ምዕጻው ጀሚሮም ኣለዉ። ኣብዚ ዓመት ናይ ትምህርቲ ዕረፍቲ ዘይኮነስ ናይ ትምህርቲ ምቁራጽዩ ክህሉ ክትብል ናይ ኲንስላንድ ፕሪሜር ገሊጻ። መድሃኒት ዝኸትባ ዝነበረ ዶክተር ኮሮናቫይረስ ከምዘለዎ ምስተረጋገጸ ናይ ጀርመን ቻንስለር ኣንገላ መርከል ተወሺባ። ቻይና ናይ ፈለማ ጸረ ኮሮናቫይረስ ፈተነ ክታበት ከምዝገበረት ኣፍሊጣ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now