SKIP TO MAIN CONTENT

ቪክቶሪያ ዛጊት ካብ ተመዝገበ ዝለዓለ መልከፍቲ ኮቪድ-19 ኣመዝጊባ። (ካብ ዜናታት)

SBS Tigrinya News
Source: SBS

ኣርእስታት ዜና፥ ** ቪክቶሪያ ዛጊት ካብ ተመዝገበ ዝለዓለ መልከፍቲ ኮቪድ-19 ኣመዝጊባ። ** ኣብ ኣመሪካ ነበርቲ ተክሳስ ኣብ ርእሲ ወሪድዎም ዘሎ ማዕበል መልከፍቲ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ናይታ ስቴት ብ Hurricane Hanna ህቦቡላ ትናወጽ ኣሎ። ** ኣብ መላእ ዓለም ብኮሮና ቫይረስ ልዕሊ 16 million ህዝቢ ከምተለኽፈን ብውሕዱ 645,000 ከምዝሞቱን ተፈሊጡ። ** እቲ ኣብ ወርሒ ጥሪ 2021 ዝግበር ኣህጉራዊ ግጥም ባይታ ተኒስ (ኣውስትራሊያን ኦፐን) በቲ ዝተመደበሉ ግዜ ከምዝፍጸም ተገሊጹ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፥ ** ቪክቶሪያ ዛጊት ካብ ተመዝገበ ዝለዓለ መልከፍቲ ኮቪድ-19 ኣመዝጊባ። ** ኣብ ኣመሪካ ነበርቲ ተክሳስ ኣብ ርእሲ ወሪድዎም ዘሎ ማዕበል መልከፍቲ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ናይታ ስቴት ብ Hurricane Hanna ህቦቡላ ትናወጽ ኣሎ። ** ኣብ መላእ ዓለም ብኮሮና ቫይረስ ልዕሊ 16 million ህዝቢ ከምተለኽፈን ብውሕዱ 645,000 ከምዝሞቱን ተፈሊጡ። ** እቲ ኣብ ወርሒ ጥሪ 2021 ዝግበር ኣህጉራዊ ግጥም ባይታ ተኒስ (ኣውስትራሊያን ኦፐን) በቲ ዝተመደበሉ ግዜ ከምዝፍጸም ተገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now