አርእስታት ዜና፡ ኣብ ጉዳይ ኣተሓሕዛ ኮሮናቫይረስ ኣንጻር ዉድብ ዓለም ጥዕና (WHO )ዝወርድ ክሲ ቀጺሉ። ኣውስትራሊያዊያን ተመራመርቲ ንኮሮናቫይረስ ዝኸውን መድሃኒት ተባሂሉ ብጸሊም ዕዳጋ ኣብ ኦንላይን ዝሽየጥ ዘሎ ነገራት ኣቃሊዖም። ኣብ ሊብያ ብጀነራል ሓፍጣር ዝእዘዝ ሓይሊ ንዋና ከተማ ክሕዛ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡ ንልዕሊ 1400 ስደተኛታት ናብ ዝመጽዎ ሃገር መሊሱ። ሓደ ጸረ ቫይረስ መድሓኒት ኣብ ሕሙማት ኮሮና ቫይረስ ተፈቲኑ እወታዊ ውጽኢት ከምዘርኣየ ሰብ መዚ ጥዕና ኣመሪካ ኣፍሊጢም።
Share





