SKIP TO MAIN CONTENT

ፕረሲደንት ኣለክሳንደር ሉካሸንኮ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሚንስክ ይቕጽል ኣሎ።(ካብ ኣርእስታት ዜናታት)

SBS Tigrinya News
Source: SBS

** ኣብ ሕክምናዊ ፈተነ እንተተዓዊቱ፡ ክታበት ኮቪድ-19 ኣብ ዝመጽእ ዓመት ድሉው ክኸውን ከምዝኽእል መንግስቲ ፈደራል ትጽቢት ይገብር። ** ኣብ ኣመሪካ ግዳይ ተዂሲ ፖሊስ ዝኾነ ጃኮብ ብላክ ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን ዝሓሸ ህይወት ክነብሩ ቃልሶም ከሐይሉ ጸዊዑ፡ ** ፕረሲደንት ኣለክሳንደር ሉካሸንኮ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሚንስክ ይቕጽል ኣሎ። ** ሰርቢያዊ ኮኾብ ተጻዋታይ ኖቫክ ጆኮቪች ንናይ መስመር ዳኛ ብኹዑሶ ብምህራሙ ኣብ ናይ ዩ ኤስ ኦፐን ከይሳተፍ ተኣጊዱ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

** ኣብ ሕክምናዊ ፈተነ እንተተዓዊቱ፡ ክታበት ኮቪድ-19 ኣብ ዝመጽእ ዓመት ድሉው ክኸውን ከምዝኽእል መንግስቲ ፈደራል ትጽቢት ይገብር። ** ኣብ ኣመሪካ ግዳይ ተዂሲ ፖሊስ ዝኾነ ጃኮብ ብላክ ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን ዝሓሸ ህይወት ክነብሩ ቃልሶም ከሐይሉ ጸዊዑ፡ ** ፕረሲደንት ኣለክሳንደር ሉካሸንኮ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሚንስክ ይቕጽል ኣሎ። ** ሰርቢያዊ ኮኾብ ተጻዋታይ ኖቫክ ጆኮቪች ንናይ መስመር ዳኛ ብኹዑሶ ብምህራሙ ኣብ ናይ ዩ ኤስ ኦፐን ከይሳተፍ ተኣጊዱ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now