ዕለታዊ ዜና 29 ሚያዚያ 2021 SBS ትግርኛ

Source: Getty Images
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብዚ ሰሙን እዚ ልዕሊ ክልተ ሚልዮን ሰባት ክታበታት ኮቪድ-19 እኳ እንተተኸትቡ ፡ ናይ ኣውስትራሊያ ናይ ክታበት መስርሕ ግን ኣብ ድሕሪት ከምዝርከብ ተገሊጹ። ** ኣብ ሕንዲ መዓልታዊ ብሰንኪ ኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት 360,000 በጺሖምን መዓልታዊ ብቫይረስኮሮና ዝሞቱ ድማ 200,000 ሓሊፎም ።
Share