SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ክራይስትቸርች ኣብ መሳጊድ 51 ሰባት ዝቐተለ ኣውስትራሊያዊ ኣሸባሪ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪድዎ።

SBS Tigrinya News
Source: SBS

ኣርእስታት ዜናታት ** ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኒውዚላንድ ከተማ ክራይስትቸ ኣብዝርከቡ መሳጊድ 51 ሰባት ዝቐተለ ኣውስትራሊያዊ ኣሸባሪ ንሕልፈት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክእሰር ተፈሪድዎ። ** ኣብ ኣመሪካ ፖሊስ ንሓደ ኣፍርቃዊ ኣመሪካዊ ድሕሪ ብጥይት ትኲሱ ከምዝለምስ ምግባሩ ዝሰዓበ ዕግርግር ክልተ ሰባት ተቐትሎም። ** ናይ ቀደም ናይ ቦስኒያዊያን ሰርብ ኣዛዚ ሰራዊት ራትኮ ምላዲች ኣብ ቤት ፍርዲ ቐሪቡ። ***ናይ ኬንያ ፕሬዝዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ነቲ ብምኽንያት ኮሮና ቫይረስ ዝተወሰነ ናይ ሰዓት እቶ እቶ ኣዋጅ ንተወሳኺ 30 መዓልታት ኣናዊሕዎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜናታት ** ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኒውዚላንድ ከተማ ክራይስትቸ ኣብዝርከቡ መሳጊድ 51 ሰባት ዝቐተለ ኣውስትራሊያዊ ኣሸባሪ ንሕልፈት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክእሰር ተፈሪድዎ። ** ኣብ ኣመሪካ ፖሊስ ንሓደ ኣፍርቃዊ ኣመሪካዊ ድሕሪ ብጥይት ትኲሱ ከምዝለምስ ምግባሩ ዝሰዓበ ዕግርግር ክልተ ሰባት ተቐትሎም። ** ናይ ቀደም ናይ ቦስኒያዊያን ሰርብ ኣዛዚ ሰራዊት ራትኮ ምላዲች ኣብ ቤት ፍርዲ ቐሪቡ። ***ናይ ኬንያ ፕሬዝዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ነቲ ብምኽንያት ኮሮና ቫይረስ ዝተወሰነ ናይ ሰዓት እቶ እቶ ኣዋጅ ንተወሳኺ 30 መዓልታት ኣናዊሕዎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now