ዕለታዊ ዜና 05 ነሓሰ 2021 SBS ትግርኛ

SBS Tigrinya News

Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፥ ** ኒው ሳውዝ ወልስ ሎሚ 262 ሓዲሽ መልከፍቲ COVID-19 ኣመዝጊባ ሓሙሽተ ሰባት ድማ በዚ ሕማም ሞይቶም። **ኣውስትራሊያዊ ፒተር ቦል ኣብ ናይ 800ሜ ናይ መወዳእታ ዉድድር ራብዓይ ደረጃ ሒዙ ወዲኡ ** ሰራዊት ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ጠቕሊሉ ክወጽእ፣ ዕጡቓት ኣምሓራ ካብ ምዕራባዊ ትግራይ ፤ ሓይልታት ትግራይ ካብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ክወጹ ኣሜሪካ ጸዊዓ። ዓለማዊ ውድብ ጥዕና ፡ ሃብታማት ሃገራት ተወሳኺ መደንፍዒ ክታበት ኮቪድ-19 ምሃብ ደው ክብል ጸዊዑ ።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now