Two ladies walk past a sign warning the public about social distancing amid Covid-19 Coronavirus pandemic. Source: Sipa USA Florent Rols / SOPA Images/Sipa
ኣርእስታት ዜና፡ ኮሮና ቫይረስ ካብ ናይ ቻይና ላባራቶሪታት ከምዝመጸ እኹል መረዳእታታት ከምዘለዉ ናይ ኣመሪካ ጸሓፊ ጉዳያት ሃገር ገሊጹ። እታ ብኮሮና ቫይረስ ኣዚያ ዝተሃስየት ኣውሮጳዊት ሃገር ጥልያን ገለ ገለ ስራሓት ንምጅማር እቲ ናይ እገዳታት ስጉምቲ ከተፍኩሶ ትዳሎ። ክታበት ኮቪድ-19 ኣብ ዝመጽእ 10 ክሳብ 15 ኣዋርሕ ኣብዘሎ ግዜ ድሉው ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊጹ። ሓደሽቲ ዝመጹ ስደተኛታት ካብቲ ካልእ ማሕበረሰብ ብሓፈሻ ብኮሮናቫይረስ ኣብ ጭንቀት ኣትዮም ከምዘለዉ ተፈሊጡ።