Source: Getty Images** ኲንስላንድ ሓድሽ መልከፍቲ ኮቪድ ስለዘይተራእየ ዶባ ኣቐዲማ ክትከፍቶ ኣብግምት ከተእትዎ ምዃና ኣፍሊጣ ** ኣውስትራሊያ ንገለ ሃገራት ኣፍሪቃ ዶባ ምዕጻዋ ኣድልዎ ምግባር ምዃኑ ተገሊጹ ** መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዙሕ ከተማታት ካብ ሓይሊታት ትግራይ ሓራ ኣውጺእና ኢሉ፡ ደብዳብ ድሮን ኣብ መቐለ ከምተገብረ ኣፈኛ ትግራይ ገሊጹ
** ኲንስላንድ ሓድሽ መልከፍቲ ኮቪድ ስለዘይተራእየ ዶባ ኣቐዲማ ክትከፍቶ ኣብግምት ከተእትዎ ምዃና ኣፍሊጣ ** ኣውስትራሊያ ንገለ ሃገራት ኣፍሪቃ ዶባ ምዕጻዋ ኣድልዎ ምግባር ምዃኑ ተገሊጹ ** መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዙሕ ከተማታት ካብ ሓይሊታት ትግራይ ሓራ ኣውጺእና ኢሉ፡ ደብዳብ ድሮን ኣብ መቐለ ከምተገብረ ኣፈኛ ትግራይ ገሊጹ