SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና 29 መጋቢት 2021 SBS ትግርኛ

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብ ግሬት ብሪዝቤን ዝነብሩ ተቐማጦ ፡ ካብ ሎሚ ጀሚሮም ንሰለስተ መዓልቲ ፡ ካብሰዓት 5 ድ / ቀ ፡ 6pm AED [ዓዲ] ካብ ገዛኦም ከይወጹ ተኣዚዞም። ** መራሒ አል-ሸባብ ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ናይ ፈረንሳይን አሜሪካን መዓስከራት መጥቃዕቲ ክፍጸም ጸዊዑ። ** መትረብ ስወጽ ዓጊታቶ ዘላ ፡ ሓንቲ ገዘፍቲ መራኽብ ንምውጻ እተገብረ ጻዕርታት እተወሰነ ዕቤት እኳ እንተኦሉ ፡ መዓስ ኣብ ማያት ጸብለል ከምትብል ግና ብንጹር ኣይተፈልጠን ። ** ኣብ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ፡ ኣደላይድ ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ሲድኒ FC ኣብ ስታድዩም ኮፐርስ ብዘርኣየቶ ሓያል ጸወታ ናይ 1 ብ 1 ስዕረት ሻድሻይ ናይ አ ሊግ ዓወት ኣመዝጊባ ኣላ ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብ ግሬት ብሪዝቤን ዝነብሩ ተቐማጦ ፡ ካብ ሎሚ ጀሚሮም ንሰለስተ መዓልቲ ፡ ካብሰዓት 5 ድ / ቀ ፡ 6pm AED [ዓዲ] ካብ ገዛኦም ከይወጹ ተኣዚዞም። ** መራሒ አል-ሸባብ ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ናይ ፈረንሳይን አሜሪካን መዓስከራት መጥቃዕቲ ክፍጸም ጸዊዑ። ** መትረብ ስወጽ ዓጊታቶ ዘላ ፡ ሓንቲ ገዘፍቲ መራኽብ ንምውጻ እተገብረ ጻዕርታት እተወሰነ ዕቤት እኳ እንተኦሉ ፡ መዓስ ኣብ ማያት ጸብለል ከምትብል ግና ብንጹር ኣይተፈልጠን ። ** ኣብ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ፡ ኣደላይድ ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ሲድኒ FC ኣብ ስታድዩም ኮፐርስ ብዘርኣየቶ ሓያል ጸወታ ናይ 1 ብ 1 ስዕረት ሻድሻይ ናይ አ ሊግ ዓወት ኣመዝጊባ ኣላ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now