SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ መንጎ ቻይናን ኣመሪካን ዘሎ ወጥሪ እናተረረ ይመጽእ፡ (ካብ ዜናታት ሎሚ)

SBS Tigrinya News
Source: SBS

ኣርእስታት ዜናታት ዜና ** ሎሚ 15 ቪክቶሪያዊያን ብኮቪድ 19 ምማቶምን 113 ምልካፎምን ተፈሊጡ። ** ናይ ራሻ ተቓዋሚ ፖለቲከኛ ኣለክሳይ ናቫልኒ ከምዝተሰመመ መረጋገጺ ድሕሪ ምርካቡ ራሻ ንጀርመን ወቒሳታ። **ኣብ መላእ ኤርትራ ዝወርር ዘሎ ዕስለ ኣንበጣ ንምቁጽጻር ኣድማዒ ስጉምቲ ይውሰድ ከምዘሎ ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣፍሊጡ። ** ኣብ መንጎ ቻይናን ኣመሪካን ዘሎ ወጥሪ እናተረረ ኣብዝመጸሉ ዘሎ እዋን፡ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ቻይናዊያን ዲፕሎማት ተወሳኺ ማዕቀብ ኣንቢራ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜናታት ዜና ** ሎሚ 15 ቪክቶሪያዊያን ብኮቪድ 19 ምማቶምን 113 ምልካፎምን ተፈሊጡ። ** ናይ ራሻ ተቓዋሚ ፖለቲከኛ ኣለክሳይ ናቫልኒ ከምዝተሰመመ መረጋገጺ ድሕሪ ምርካቡ ራሻ ንጀርመን ወቒሳታ። **ኣብ መላእ ኤርትራ ዝወርር ዘሎ ዕስለ ኣንበጣ ንምቁጽጻር ኣድማዒ ስጉምቲ ይውሰድ ከምዘሎ ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣፍሊጡ። ** ኣብ መንጎ ቻይናን ኣመሪካን ዘሎ ወጥሪ እናተረረ ኣብዝመጸሉ ዘሎ እዋን፡ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ቻይናዊያን ዲፕሎማት ተወሳኺ ማዕቀብ ኣንቢራ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now