Source: Eritrean Flagመንግስቲ ኤርትራ ንሕብረት ኤውሮጳን ሽወደንን ዝፈሸለ ሸርሕታትን ከቐጽላ ይጽዕራ አለዋ ክብል ከሲሱ። ምድልዳል ዞባዊ ሰላምን ምሕዝነትን ኣብትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ብሚኒስትሪ ዜና ዝወጸ ሓተታ፡ ክልል ትግራይ ተቛዳሲት እቲ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተጀሚሩ ኣሎ ዝበሎ ምዕባለ ከይትኸውን ብህወሓት ጅሆ ከም ዝተትሓዘት ኣብ መግለጺኡ ሓቢሩ።
መንግስቲ ኤርትራ ንሕብረት ኤውሮጳን ሽወደንን ዝፈሸለ ሸርሕታትን ከቐጽላ ይጽዕራ አለዋ ክብል ከሲሱ። ምድልዳል ዞባዊ ሰላምን ምሕዝነትን ኣብትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ብሚኒስትሪ ዜና ዝወጸ ሓተታ፡ ክልል ትግራይ ተቛዳሲት እቲ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተጀሚሩ ኣሎ ዝበሎ ምዕባለ ከይትኸውን ብህወሓት ጅሆ ከም ዝተትሓዘት ኣብ መግለጺኡ ሓቢሩ።