Source: Getty Imagesቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ***በርናቢ ጆይስ መራሒ ናይ ሰልፊ ናሺናል መራሕን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራሊያ ኰይኑ ዳግም ስልጣኑ መሊሱ። ****ተጣበቕቲ ኣብቲ ኣብ ሪዮ ዲ ጃኔሮ ዝርከብ ናይ ኮፓካባና ገማግም ባሕሪ 500,000 ብራዚላውያን ብሰንኪ ኮቪድ-19 ዝሞቱሉ ዘኪሮም። ***** ኣብ ኢትዮጵያ ሎሚ ፓርላመንታዊ ምርጫ ይግበር ኣሎ።
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ***በርናቢ ጆይስ መራሒ ናይ ሰልፊ ናሺናል መራሕን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራሊያ ኰይኑ ዳግም ስልጣኑ መሊሱ። ****ተጣበቕቲ ኣብቲ ኣብ ሪዮ ዲ ጃኔሮ ዝርከብ ናይ ኮፓካባና ገማግም ባሕሪ 500,000 ብራዚላውያን ብሰንኪ ኮቪድ-19 ዝሞቱሉ ዘኪሮም። ***** ኣብ ኢትዮጵያ ሎሚ ፓርላመንታዊ ምርጫ ይግበር ኣሎ።