SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ዩክሬን ዝርከብ ሓደ ናይ ቆልዑ ሆስፒታል ብዝተፈጸመ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ ብዙሓት ተጎዲኦም (ካብ ዜና 10 መጋ 2022)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፥ ** ምክልኻል ሰራዊት ኣውስትራሊያ ዓቕሚ ሰቡ ከብዝሕ ምዃኑ ተፈሊጡ **ምክልኻል ኣውስትራሊያ ኣብ 2040 ዓቕሚ ሰቡ ብ30 ሚኢታዊ ብምዕባይ ኣብ ዝቕጽል ዕስራ ዓመት ልዕሊ 100 000 ዝዀኑ ሰባት ናብ ክፍሊ ምክልኻል ክኣትዉ እዩም ። **ኣብ ሜሪላንድ ሆስፒታል ናይ መጀመርታ ሰብ ካብ ሓሰማ ናይ ልቢ ምስግጋር መጥባሕቲ ሕክምና ዝተገብረሉ ድሕሪ ክልተ ወርሒ ሞይቱ ። ** ሬሳ ህቡብ ተጻዋቲ ክርኬት ሾን ዋይን ንክቕበር ምቅርራባት ይግበር

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፥ ** ምክልኻል ሰራዊት ኣውስትራሊያ ዓቕሚ ሰቡ ከብዝሕ ምዃኑ ተፈሊጡ **ምክልኻል ኣውስትራሊያ ኣብ 2040 ዓቕሚ ሰቡ ብ30 ሚኢታዊ ብምዕባይ ኣብ ዝቕጽል ዕስራ ዓመት ልዕሊ 100 000 ዝዀኑ ሰባት ናብ ክፍሊ ምክልኻል ክኣትዉ እዩም ። **ኣብ ሜሪላንድ ሆስፒታል ናይ መጀመርታ ሰብ ካብ ሓሰማ ናይ ልቢ ምስግጋር መጥባሕቲ ሕክምና ዝተገብረሉ ድሕሪ ክልተ ወርሒ ሞይቱ ። ** ሬሳ ህቡብ ተጻዋቲ ክርኬት ሾን ዋይን ንክቕበር ምቅርራባት ይግበር

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now