SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 29 ጥቅምቲ 2020

SBS Tigrinya News
Source: SBS

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ ኣብ ሆላንድ ናይ ኤርትራ ድፕሎማት ካብ ስርሑ ደው ከብል ተኣዚዙ። ኣብ ቪክቶሪያ ዘሎ ስርዓተ ብኮሮና ዝተለኽፉ ኣሰር ምርካብ ዝተማልአ ዓቕሚ ከምዘለዎ ንምርግጋጽ ብ መርማሪ ፕርላማ ክጻረ ምዃኑ ተፈሊጡ። ኣብ ኣውሮጳ እናገደደ ዝኸይድ ዘሎ ብዝሒ መልከፍቲ ኮሮና ቫይረስ ሃገራት ስጉምቲ ምዕጻው ክወስዳ ጀሚረን ኣብ ሓደ ናይ መቐይዒ መጽሔት ናይ ፈረንሳ ንመራሒ ቱርኪ ዘናሹ ዝተሳእለ ስእሊ ጽልኢ ዘተባብዕን ኣብ ልዕሊኡ ንምጥቃዕ ዝዓለመ እዩ ብምባል መራሒ ቱርኪ ኮኒንዎ። ብዛዕባ ማይ ምምላእን ኣሰራርሓን ሓጽቢ ሕዳሰ ዝምልከት፡ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተገብሩ ተኸታተልቲ ዝርርባት ምርኩስ ዝገበረ ኣሳሪ ሕጋዊ ስምምዕ ብህጹጽ ክግበር ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻእን መስኖን ግብጺን ሱዳንን ጸዊዖም። ኣብ ታሪኽ ቬትናም ዝበርትዐ ሓያል ጸፍዒ ብውሕዱ 2 ሰባት ምስቀተለን 26 ገፈፍቲ ዓሳ ጃልባኦም ምስጠሓለት ሃለዋቶም ምስጠፍአን ዓሪፉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now