ዕለታዊ ዜና 14 ሰነ 2021 SBS ትግርኛ

Source: Getty Images
ኣርእስታት ዜና *** ዋዕላ ናይ ሸውዓተ ሃብታማት ሃገራት ተዛዚሙ፡ ኣብቲ እዋን ኲናት ትግራይ ተዘትይሉ። *** ሓድሽ መንግስቲ እስራኤል ንናታንያሁ ኣልዩ ቃል ምሕላ ፈጺሙ። *** ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ዴንማርክ ክርስትያን ኤሪክሰን ኣብ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ዩሮ 2020 እናተጻወተ ብናይ ልቢ ሕማም ወዲቑ ናብ ሆስፒታል ተወሲዱ።
Share