Source: Getty Images**ንልዕሊ 16 ዓመት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሑ 3ይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣብ መበል 97 ዓመቶም ዓሪፎም። ** እቲ ብ ፌደራላዊ መንግስቲ ብዛዕባ ሃይማኖታዊ ኣድልዎ ሕጊ ወይ ቢል ኣብብባይቶ ወከልቲ ናይ ነዊሕ ግዜ ክትዓት ድሕሪ ምክያዱ ድሕሪ ምሕላፉ ናብ ላዕለዋይ ባይቶ ቤት ክሰግር እዩ ። ** ከንቲባ ከተማ ዊንድሶር ፡ ኦንታርዮ ካናዳ ፡ ነቲ ኣብ መንጎ ዲትሮይትን ዊንድሶር ፡ ኦንታርዮ ፡ ንኣምባሳደር ብሪጅ ጽልዋ ዘሕድር ዘሎ ምስ ኮቪድ ዝተሓሓዝ ተቓውሞታት ንምብዳህ ተወሳኺ ዓቕሚ ክወሃቦ ሓቲቱ ።
Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
**ንልዕሊ 16 ዓመት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሑ 3ይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣብ መበል 97 ዓመቶም ዓሪፎም። ** እቲ ብ ፌደራላዊ መንግስቲ ብዛዕባ ሃይማኖታዊ ኣድልዎ ሕጊ ወይ ቢል ኣብብባይቶ ወከልቲ ናይ ነዊሕ ግዜ ክትዓት ድሕሪ ምክያዱ ድሕሪ ምሕላፉ ናብ ላዕለዋይ ባይቶ ቤት ክሰግር እዩ ። ** ከንቲባ ከተማ ዊንድሶር ፡ ኦንታርዮ ካናዳ ፡ ነቲ ኣብ መንጎ ዲትሮይትን ዊንድሶር ፡ ኦንታርዮ ፡ ንኣምባሳደር ብሪጅ ጽልዋ ዘሕድር ዘሎ ምስ ኮቪድ ዝተሓሓዝ ተቓውሞታት ንምብዳህ ተወሳኺ ዓቕሚ ክወሃቦ ሓቲቱ ።