ዕለታዊ ዜና 19 ሓምለ 2021 SBS ትግርኛ

Source: Getty Images
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኒው ሳውዝ ዌልስ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 98 ቪክቶሪያ ድማ 13 ሓደሽቲ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፉ ኣመዝጊባ። ** ሓይሊታት ትግራይ ኣብ ክልል ዓፋር ዝርከቡ ናይ መንግስቲ ደገፍቲ ዝበልዎም ወታደራት መጥቃዕቲ ምፍናዎም ተገሊጹ። ** ኣውስትራሊያ ብጠቕላላ 487 ኣትለታት ኣብ ናይ ቶክዮ ኦሎምፒክ ዝሳተፉ ትልእኽ ኣላ ።
Share