Incoming governor general Sam Mostyn at a press conference at Parliament House in Canberra, Wednesday, April 3, 2024. Source: AAP / MICK TSIKAS/AAPIMAGE
ተጣባቒት ማዕርነት ጾታታትን በዓልቲ ዋኒን ንግዲን ሳማንታ ሞስቲን ሓዳስ ተጸዋዒት ንጉስ ዓባይ ብሪጣንያ (Governor General) ኣብ ኣውስትራልያ ክትከውን ተመዚዛ። ንሳ ነዚ ሓላፍነት ዝተዋህባ ካልኣይቲ ጓለንስተይቲ ኮይና’ላ። Published 4 April 2024 4:48am
By Sydney Lang, Sara Tomevska
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ተጣባቒት ማዕርነት ጾታታትን በዓልቲ ዋኒን ንግዲን ሳማንታ ሞስቲን ሓዳስ ተጸዋዒት ንጉስ ዓባይ ብሪጣንያ (Governor General) ኣብ ኣውስትራልያ ክትከውን ተመዚዛ። ንሳ ነዚ ሓላፍነት ዝተዋህባ ካልኣይቲ ጓለንስተይቲ ኮይና’ላ።