ኣብ ፍጻመ ግጥም ዩሮ 2024 ካብ እንግሊዝን ስፐይንን መን ክዕወት'ዩ፣ ጋረት ሳውዝገይት ንፉዕ ኣሰልጣኒ ድዩ፧

England's Harry Kane celebrates in the arms of teammate Ollie Watkins at the end of a semifinal match between the Netherlands and England at the Euro 2024 soccer tournament in Dortmund, Germany, Wednesday, July 10, 2024. England won 2-1. (AP Photo/Martin Meissner) Source: AP / Martin Meissner/AP
እንግሊዝ ኣብ ሻምፒዮና ኩዕሶ እግሪ ኤውሮጳ ኣብ ከተማ በርሊን ንስፐይን ክትገጥማ'ያ። ክልቲኤን ጋንታታት ኣብ ፍርቂ ፍጻመ ኣንጻር ነዘርላንድስን ፈረንሳን ከበድቲ ብድሆታት ሰጊረን ሓሊፈን ኣለዋ፡ ኣኽሊል ሻምፒዮና ኤውሮጳ መን ደፍኣ ንምውሳን ከኣ ናብ'ታ ተሪፋ ዘላ ሓንቲ ግጥም የቋምታ'ለዋ።
Share