Credit: Greening Australiaኣውስትራልያ፣ ምስ ልዑል ዝኾነ ፍልልያት ኣብ ዝናብ፣ ሙቐትን ተርእዮታት ኩነታት ኣየርን ኣብ መላእ’ቶም ዝተፈላለዩ ዞናታት ክሊማን ካብ ሓደ ዓመት ናብ ካልእን፣ ካብ ኩለን ሰብ ዝነብረለን ኣህጉራት እታ ዝደረቐት’ያ። ካብ ትሮፒካዊ ሰሜን ክሳብ ተምፐረይት ደቡብ፣ ትሮፒካዊ ህቦብላታት፣ ምዕልቕላቓት፣ ማዕበላት ሙቐትን ደርቅን ዘካተቱ፣ ኣውስትራልያ ብተወሳኺ ብዙሓት ጠርዝታት ዝሓዙ ክቱራት ኩነታት ኣየር የጋጥምዋ። ክሊማ ኣውስትራልያ ነቶም ብዙሓት ዝዓይነቶም ኢኮሲስተምስ ይቐርጾም፣ ብዙሓት ካብ’ኦም ብምኽንያት ሕጽረት ማይ ብቐሊሉ ክዓንዉ/ክፈርሱ ዝኽእሉ’ዮም። ክሊማዊ ለውጢ፣ ባርዓት ጣሻን ደርቅን ብተወሳኺ ነዚኦም ከባቢታት የስግእዎም፣ ነዚኦም ንምዕቃብ ከኣ ኣድላይነት ጻዕርታት ስርሓት ምዕቃብ ኣጉሊሖም የርእዩ።
Published
Updated
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣውስትራልያ፣ ምስ ልዑል ዝኾነ ፍልልያት ኣብ ዝናብ፣ ሙቐትን ተርእዮታት ኩነታት ኣየርን ኣብ መላእ’ቶም ዝተፈላለዩ ዞናታት ክሊማን ካብ ሓደ ዓመት ናብ ካልእን፣ ካብ ኩለን ሰብ ዝነብረለን ኣህጉራት እታ ዝደረቐት’ያ። ካብ ትሮፒካዊ ሰሜን ክሳብ ተምፐረይት ደቡብ፣ ትሮፒካዊ ህቦብላታት፣ ምዕልቕላቓት፣ ማዕበላት ሙቐትን ደርቅን ዘካተቱ፣ ኣውስትራልያ ብተወሳኺ ብዙሓት ጠርዝታት ዝሓዙ ክቱራት ኩነታት ኣየር የጋጥምዋ። ክሊማ ኣውስትራልያ ነቶም ብዙሓት ዝዓይነቶም ኢኮሲስተምስ ይቐርጾም፣ ብዙሓት ካብ’ኦም ብምኽንያት ሕጽረት ማይ ብቐሊሉ ክዓንዉ/ክፈርሱ ዝኽእሉ’ዮም። ክሊማዊ ለውጢ፣ ባርዓት ጣሻን ደርቅን ብተወሳኺ ነዚኦም ከባቢታት የስግእዎም፣ ነዚኦም ንምዕቃብ ከኣ ኣድላይነት ጻዕርታት ስርሓት ምዕቃብ ኣጉሊሖም የርእዩ።